ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ንናይ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ

1 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ኣለዎም

2 ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ብመምርሒ መሰረት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ ዘኽእሉ

4 በቲ መስመር ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ዶክሜንት ዋጋ ዘይምለስ ብር 50.00ብምኽፋል ካብ ቤት ዕዮና ክተወስዱ ትኽእሉ ኮይኑ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዐት 5፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝክፈት እንትከዉን ሰዓርቲ ሰዓርነቶም ምስተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስሩን

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር

7 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 22 00 72 ወይ ብኣካል ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo