ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረት ዲኮርን 2012 በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ማእከላይ ቤት ፍርዲ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ፣ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክላሬሽን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

7  ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ናይቲ ትካል ሽምን፣ ኣድራሸን ፣ ማህተመን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ዞባ ደቡብ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 84 ካብ 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 07/01/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ብር 30 ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቀራብ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክወዳደር ይክእል

12  እቲ ጨረታ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡45 ኣብ መራሒ ትልምን ፋይናንስን  ይክፈት

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ዉሕስና ብር 3000.00 ብሽም ዞባ ዶቡብ ምም/ር ብ ሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ግንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ቀድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ኣለዎ

12  እቲ ጨረታ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 8፡45 ይክፈት

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 77 00 09/0347770868 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo