ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣናእሽተይን ቆዎምቲ መሳርሕታትን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ወረቀት ምስክር  መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዘቅርብ

4  በቲ ዘፈር መቅረባይነት ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ፣ ማህተምን፣ ፌርማን ዘለዎ ኮዉን ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/01/2012 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ  ከትሕዙ ዝከእሉ   

8 እቲ ጨረታ 6/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ኣብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ  ቢሮ ቁፅሪ 803 ይክፈት

9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 03 42 41 75 06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo