ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 10ተ ናይ ስራሕ  መዓልቲ ዘቅርብን

6 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 05/01/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡00 ይክፈት

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ን ኣቁሑት መሳርሒ 50 ብር ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ 100 ኣቁሑት ፅሬት 25 ቀርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክአሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ  03 44 42 23 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo