ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ንቤት ፅሕፈትና ዘገልግሊ ሎት1 ካፍተርያ ሎት2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

2  ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገብርኩምሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንነፍሰወከፍ 5000.00ቅርሺ ከተቕርቡ እትክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂኢኩም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 27/12/2011 ክሳብ 05/1/2012ዓ/ም

8 ጨረታ 05/1/2012ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70 /03 42 41 01 17  ደዊልካ ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo