ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላያ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቃድ ዘለዎም ግልጋሎት ክረክብ ይድሊ።

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 በቢ ስራሕ ዘርፎም ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ናይ 2011 ዓ/ም መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ትካል እቲ ዝፅገን ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤተ ህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ብፅሬትን ሰለጠንን ፀጊኑ ከረክብ ኣለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም ክሳብ 05/01/2012ዓ/ም ዘይምለስ 20ብር ብምክፋል ካብ ወ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ዝርከብ ከእትዉ ይክእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 05/01/2012 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላትኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብዘይተረከብሉ ይኽፈት።

4 መከበሪ ጨረታ 1000 ብር ከምኡ ድማ ሳዓሪ ዝኮነ ትካል ሰዓሪ ኮይኑ ምሰተነገሮ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ መኸበሪ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ 1000 ብር ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎ ድሕሪ ጨረታ ሳፁን ምዕሻግ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን

5 መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411454 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo