ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዕደጋ ክፍሊ ይክፈት

4 ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ መዓልቲ ይከዉን

 5 እዚ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ፕሮፎርማ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo