ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፅሬት አቁሑት: ስፖርት ዕጥቂ : ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ስፖርት ዕጥቂ: እትጫረቱ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሬት አቁሑትን : ሕትመትን : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርን  ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮንኩም ዉን ክትጫረቱ ምካንኩም ንሕብር

4 ንቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ካብ ሓምለ ወርሒ አትሕዙ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መጠን መኽበሪ ጨረታ

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቁሑት

መጠን ገንዘብ

1

ፅሕፈት መሳርሒ

6000.00

2

ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:

6000.00

3

ስፖርት ዕጥቂ:

4000.00

4

ፅሬት አቁሑት

2000.00

5

ሕትመት

2000.00

6

ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር

2000.00

ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 50 ብምኽፋል ካብ ዕለት 24/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃበ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ስፔስፊከሽን ማህተምን ፌርማን ብምዕራፍ ናይ ዋጋ ዝተመልኡ ሰነድ ኮፒን ከእትዉ አለዎም

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 05/01/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ስቶር ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347701234/252 ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo