ናይ መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ ኣድራሻ ንመአከብን ንመርዓንን ዘገልግል ዝነበረ ሰፊሕ ኣዳራሽ ካብ ምግብ ቤት፣ መስተ፣ ካፌን ወፃኢ ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል ብዉልቀ ይኵን ብዉድብ ንምክራይ እትደልዩ ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ብምክፍፋል ይኩን ከይተከፈለ እዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለዎ

2 ናይ ዉዕሊ ግዜ ብስምምዕነት

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብር 5000.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ

4 ጨረታ ሰነድ50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5  እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ነሓሰ 20/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ መስከረም 16/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዝተካረይዎ ናይ ሓደ ካሬ ዋጋ ብምምላእ ዝትደልይዎ ናይ ንግዲ ዘርፊ ብምግላፅ ብፖስታ ኣሺግኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ ረ 30 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብስራሕ ሰዓት ክእትዉ ንዕድም

6 እዚ ጨረታ መስከረም 16/2012 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ባዐሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 53 16 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo