ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ወረዳ ራያ ዓዞቦን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

2 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3ፕሮፈርማ ዕለት 24/12/2011 ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo