ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ኣቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::

6 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ምዉሳድ ይካኣል ካብ 22/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

12 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 40 01 29 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

Tosiba Recharigable lion battery DC- 14.8V-45WH

Pas 185U-1BRS

Pcs

1

2

ናይ ኔትዎርክ ኬበል

Cat 6

ጥቕላል

1

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo