ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዘኽእል

2  ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃብትን ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3  ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፊኬት ተን ናምበር ዘቅርቡ

4  ተወዳደርቲ ኣብዝመልእዎ ፕሮፎርማ ፣ማሕተም፣ፊርማ፣ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ምስ ስ.ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርቡ ዝኽእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ 20/12/2011ዓ/ም -23/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-406577 ወይ ብኣካል ናብ ቢሮ ቁፅሪ 205 ምምፃእ ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo