በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሐ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝኮፈሉን ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ  ዝተመ ዝመገቡ መለለይ ቁፅሪ ከዳሊ ግብሪ ዘለዎም

3 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም  ተወሳኪ እሰት ታክስ ሒሳብ ዘወዳደሩ

4 መኸበሪ ጨረታ 1 ፅሕፈት መሳርሒ 5500.00 ብር  2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4000.00 3 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን  3000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ሰነድ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ 1/13/2011 ሰዓት 6፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት 8፡00 ሰዓት ድ/ቀ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7  ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ  እዩ

8  ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo