ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 1 ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011 ዝተሓደሰ

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50  ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ  ዕለት 16/12/2011 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ ፅ/ት መሳርሒ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo