ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝዉል ባትሪ ንምዕዳግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ተቁ

ዝርዝር ንበረት

መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

1

መኪና ባትሪ

70 A ብሳንፕል

ብቁፅሪ

3

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011 ክሳብ 17/12/2011 ዓም ሰዓት 11:30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ባትሪ ዘርፊ ዝተሰማረኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰረተፊኬት ዝተመዝገቡ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 11:30 ጀሚሩ

5 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ስልኪ ቁፅሪ 0344409343

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo