ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ ን 2012 በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ስራሕቲ ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ቢሮ ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ

1 በቢ ዘርፉ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፣

2 ናይ 2011 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት  ወረቀት ምስክር ዘለዎም

3 ኣብ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምካኖም

4 ናይ ሰነ 2011 ሒሳብ ዝገበሩሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብ ጥረ ገንዘብ  ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 አቲ ዝኣስርዎ ዉዕሊ ካብቲ ከይፈፀምዎ ዝተረፈ ጠቕላላ ናይቲ ዉዕሎ ዋጋ በቢ መዓልቲ ሓደ ካብ 1000 ዘቅፃዕ ኮይኑ ጠቅላላ  ቅፅዓት ክሳብ 10 ሚኢታዊ ከይተፀበየ አቲ ቤት ፅሕፈት ዉዕሊ ዝስርዝ ምካኑ

7 በዝሒ ዝግኣዝ ንብረት ብ20 ሚኢታዊ ከቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእል አዩ

8 መከበሪ ዉዕሊ ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ዘተረጋገፀ ብስፒኦ ከትሐዘ ዝክእል

9 ተወዳዳረቲ ሰዓራይ ካብ ምካኑ ከብ ዝተገለፀሉ ማዓልቲ  ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክአለ

10 ጨረታ ዋጋ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን60 ተከታታልቲ መዓልትታት ፀኒዑ ይፀንሕ

11 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ 2 ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ኣለዎ

12 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራናፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ 

13 ዝረዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅረሺ ብምክፋል ካብ 15/12/2011ዓ/ም ክሳብ 15/12/2011 ምዉሳድ ትከአሉ

14 ጨረታ 29/12/2011 ንጉሆ ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ቤት ማዛጋጃ ዛታ ይክፈት

15  ቤት ፅሐፈትና ዝሓሸ መማረፂ ዝእንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ነ

16 ተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 09 62601806/0977146412 ደዊካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo