ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ ናይ ሞዴል 166 ቲዮታ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፀሪ /ቲን ናምበር/ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ነዝኮኑ ቫት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ዘቅርብ

5 ናይዚ ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ናይ ዝስዓርኩምዎ ንብረት ካብ ዝግለፀሉኩም እዋን ጀሚሩርኩም ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዝድለ ንብረት ከተረክቡ እትክእሉ

6 ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ  ዕለት 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕቡ ትኽእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

ዝበለፀ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344460323 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኮንፈርት ናይ ቴዮታ መኪና 166

ወልፊት ኦርጅናል

ሴት

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo