ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት ኮምፒተር፡ ፕሪንተር ፡ስካነር ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ
  1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /TIN/
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ ዝተመዝገቡ ምካኖም
  4. ናይ መስከረም 2008 ዓ ም ወርሓዊ ዲክለራስዮን
  5. ኣብ ናይ መንግሰቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ኣለዎም
  6. ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 20/ 02/ 2008 ዓ ም ኣትሒዞም ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይክእሉ
  7. ጨረታ ዕለት 04/ 03/ 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት
  8. ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 3000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርቡ ኣለዎም
  9. ኤጀንሲናዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 41 85 15 ወይ 0344 41 85 14 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊት ለፊት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo