ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክከ/ዓ ሓቂ ኣጎልግሎት ዝወዕል ናይ መኪና ባትሪ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ይክእሉ ነጋዶ ምልክታ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ናይ መኪና ባትሪ

x-pro 60 amper

ቁፅሪ

01

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃደ እና መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

 2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo