ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናዉቲ ፕሮፎርማ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ

4 ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቕርብ

5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 13/12/2011 ክሳብ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 03፡30 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዕለት 15/12/2011ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት

8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo