ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ኢትዮዽያን ትግራይን ባንዴራ ፣ ናይ መኪና እስፔር ኣቁሑት ብብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍተሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምም/ርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓም ክሳብ 15/12/2011 ዓም ክወስድ ይክእለ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 15/12/2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo