ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ቤት ማዛጋጃ ንፅሬትን ፅባቀን ግሪነሪ ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2012 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2012 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/12/2012 ዓም ጀሚሪ 27/12/2012 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 50 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 27/12/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 27/12/2012 ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

 4 ተጫረቲ ሎት 1 ካብ 18ተ ባጃጅ መወዳእታ ክሳብ ዱንጉር መዕደሊ ነዳዲ ዘሎ ናይ ጎደና ተክሊ ማነጅመንት ናይ ጎደና ተክሊ መነጅመንት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ሎት 2 ካብ ቢንቶ እግሪ ምትካል ክሳብ ቀልቀል ደብሪ ታክሲ መወዳእታ ተክሊ ማነጅመንት መክበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ዝክእሉ

5  ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራና ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo