ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ;

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም  ;

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት  

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ ምካኑኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 09 /12/ 2011 ዓም ክሳ 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል

5  እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo