ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትሪ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 09/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ከተቕርቡ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ - ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ/ቁ 03 44 40 18 75

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ባትሪ ናይ መኪና

70 am star ጃፓን

PIC

01

2

ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ

 NUuxioya ማእከላይ

PIC

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo