ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ንኮድ HZJ105 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ 01003 ኮፕራ መኪና ብተወሳኺ ድማ ንኮድ 166 ሃይሎከስ መኪና እስፔር ፓርት ብተወሳኺ ድማ ናይፓራዶ ብረጀስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቀርብ

4 ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/12/11 ሰዓት 2፡30 ክሳብ ዕለት 14/12/2011ዓ/ም 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት ሰዓት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ አዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ምጥቀም ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo