ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግዝኢትን ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎዓመታዊ ግብሪዝከፈለን 2010/2011 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ 2011/2012ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

6 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል

7 ንመከበሪ ጨረታ 1/ንኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000.00  2/ ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000.00 3/ ንኣቁሑ ፅሬት 3000.00 4/ ናይ ሞተር ሳይክላት ጉልበት ፅገና  3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታሰዓራይምካኑምስተገለፀሉኣብዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

9 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

10ሰነድጨረታዝርከበሉኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳላዕላይማይጨዉከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንብረትምምሕዳርንንብረትንቢሮቁፅሪ 20 ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ህንፃ ኣብምድርቤ ትኮይኑ 1/ንኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት 50.00 2/ ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ50.00 3/ ንኣቁሑ ፅሬት 30.00 4/ ናይ ሞተር ሳይክላት ጉልበት ፅገና  30.00 ቅርሺብምክፋልምዉሳድትክእል

11 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 09/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 30/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።

12 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/12/2011 ዓ/ምሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 75 14 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo