ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትክእሉ ትክእላ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት  ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ

3  ተጫረቲ  ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ከተቕቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብ ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ 1-06 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo