ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኣምፖል

 60

ቁፅሪ

15

2

ኖርማል ኣምፖል

ኖርማል

ቁፅሪ

15

3

ፈሎረሰንት ኣምፖል

ፋረሰንት

ቁፅሪ

04

4

ፊዉዝ ናይ ፋሎረሰንት

ቁፅሪ

08

5

ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ

ባዓል ሓደ

ቁፅሪ

10

6

ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ /ኮምፒሊት

በዓል ክልተ

ቁፅሪ

06

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ማሕበር ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ናምበር ሰነድ ኮፒ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/12/2011 ሰዓት 11፡00  

3 ፕሮፎርማ ዕለት 08/12/2011 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ዝክፈት ይከዉን

5 ቤት ፅሕፈትና በጀት ብምግባር 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

ኣድራሻ - ኣብ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተክርስትያን

   ተወሳኪ ሓበሬታ  03 -42 -40-87-57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo