ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ብዝተፋላለዩ ቀላማት ንሕድሳት ህንፃ ዝዉዕሉ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ

4 ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቕርብ

5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011ቨሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሽሮ ሕብሪ

 ጋሎን

31 ካዲስኮ

6

2

ፃዕዳ

ጋሎን

31 ካዲስኮ

30

3

 በዓል ሞያ ዝቅልም

ብከሬ

ናይ በዓል ሞያ መረዳአታ ዘለዎ

 ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo