ኣብ 2008 ዓ ም በጀት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ናይ ኤለክትሪክ ኢንዱስትሪን

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ

ኣብ 2008 ዓ ም በጀት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ናይ ኤለክትሪክ ኢንዱስትሪን  ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 በቢ ዘፈር ንግዲ ናይ 2008 በጀት ዓመት  ግብሪ ዝከፈለ

3 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ዝተመዝገበ

4 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ  ካብ ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ዓድዎ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 30 ቅርሺ ንሓደ ዘፈር እንዳከፈሉ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተዋሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገበን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ  ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዝርዝር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዘቅርብን

6 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ  ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ፅሬት ንኩሉም 3000 ቅርሺ ።ንመሳርሒ ህንፃን ናይ ኤለክትሪካል ኢንዱስትርን  ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ  ወይድማ  ብባነኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ዝተዉሃበ ናየ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ናየ 2008 ዝተሓደሰ ዝሓዘ  ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 6 ሕዳር 2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳነዱቅ ኣታዊ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30  እቲ ሳንዱቅ ተዓሺጉ ቢተ ዝተጠቀሰ  ዕለት 6 ሕዳር 2008 ዓ ም ሰዓት 4 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ጨረታ ሰነድ ዝፀንሐሉ ካብ 50 መዓልትታት ዘይበልፅ

10 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ማለት ኤለክትሮኒክስ ኮምፒተር፣ ቀለም ዝኣመሰሉ ዉሕስና ክህብ ዝክእልን ንቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ መርኣያ ማለት እዉን ሳመፕል ከቅርብ ዝክእል

11 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዘመሰሉዝተሐለወእዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo