ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ዝዉዕል ንኮድ LAN 25 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ .4-01278 ኣባዱላ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንከተእትዉ ንዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

Timing belt

13568-59106

ቁፅሪ

01

2

Cam shaft

13501-54090

ቁፅሪ

01

3

Intake value

13711-54030

ቁፅሪ

04

4

Exhaust valve

13715-54050

ቁፅሪ

04

5

Seal (for valve stem oil)

90913-02117

ቁፅሪ

08

6

 Bush intake valve guide

11122-54020

ቁፅሪ

04

7

Bush exhaust valve guide

11122-54020

ቁፅሪ

04

8

postish

ቁፅሪ

01

 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

4  ናይ መቅረባይነት ሽምን ኣድራሻን

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011 ዓ/ም ሰዓትነ 2፡30 ክሳብ ዕለት 9/12/2011ዓ/ም  3፡00 ተዓፅዩ 3፡30 ይክፈት

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo