ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ /ታብሌት ሞባይል/ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ታብሌት ሞባይል 10 ኢንች

ኦርጅናል

ብቁፅሪ

01

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን /ቲን ናምበር/ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን መቕረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕቡ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ክሳብ  03/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡10 ይክፈት

4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባ ጁቡሩክ ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 14 እናመፃኩም ምዉሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ዝካኣል ይከዉን

ተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 442 40 51 23 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo