ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ኒሳን መኪና ሞዴል 60 ፓትሮል መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፀሪ /ቲን ናምበር/ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ነዝኮኑ ቫት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ዘቅርብ

5 ናይዚ ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ናይ ዝስዓርኩምዎ ንብረት ካብ ዝግለፀሉኩም እዋን ጀሚሩርኩም ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዝድለ ንብረት ከተረክቡ እትክእሉ

6 ካብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡  ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕቡ ትኽእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 03/12/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ መቐለ ስለ ዝክፈት መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

ዝበለፀ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344460323 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ካሊፐር ፀጋማይ ገፅ

-

ብቁፅሪ

01

2

ካሊፐር የማናይ ገፅ

-

ብቁፅሪ

01

3

ማስተር ሲሊንደር

-

ብቁፅሪ

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo