ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ተ.ቁ

ዝርዝር ንብረት

ግዜ

መለኪዒ

 በዝሒ

1

ኦዲዮ ቪዝዋል ቴክኒሻል ቪድዮ ካሜራ ፎቶ ግራፍ ኢዲቲንግ

4 ወርሒ

ብቁፅሪ

01

2

ንበዓል ሞያ መኮነን ርክብ ህዝቢ ስፔሻል ስልጠና ቪድዮ ካሜራ ፎቶግራፍ ኢዲቲንግ

1 ወርሒ

ብቁፅሪ

01

3

ንመራሒ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ቪድዮ ካሜራ  ፎቶግራፍ ኦዲቲንግ

1 ወርሒ

ብቁፅሪ

01

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፣ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 02/12/2011 ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት

3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእ ኣድላይ መረዳአታ ዘቕርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo