ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

 2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

 4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ

5 ምስ መወዳደሪ  ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻኑኩም እንዳገለፅና መወዳደሪ ሽምን ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 30/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ  ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቑፅሪ 08 ይኽፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ   03 44  40 55 70  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo