ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ተወዳዲሮም ዝደልዩዎ ንብረት ከቅርቡ ዝከአለ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/11/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮሌጅ ና ብምዉሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኩምም ክሳብ ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኣታዊ ክትገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

 ፓድ ኪት

04465-60250

ሴት

01

2

ሽኪት

04495-60080

ሴት

01

3

ኣየር ክሊነር

17801-61030

ቁፅሪ

01

4

ፓድ ኪት ቅድሚት

04465-yzze1

ሴት

01

5

ፍሬን ሻራ ድሕሪት

4495-ok120

ሴት

01

6

ናፍጣ ፊልትሮ

23390-oLo70

ቁፅሪ

01

7

ዘይቲ ፊልትሮ

90915-yzzdz

ቁፅሪ

01

8

ኤር ክሊነር

17801-oLo40

ቁፅሪ

01

9

ፓስትሽ ኦርጃናል

ኦርጅናል

ቁፅሪ

05

1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ዘቕርቦ ንብረት ዝተተሓዘ ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት

ሰዓሪ ምካኖም ምስተገለፆሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ሽዑ ንሹዑ ክረክቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 29/ 11/2011 ዓም ክሳብ 02/ 12/2011 ዓም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም 3:30 ቅሰዓት ኣብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ  ይፍፀም

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 034443 05 65                   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo