ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ምእሳር ክገዝእ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 መክበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ

3 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ፡፡

4 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 30.00 ብር እዩ

5 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 26/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን /ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኵም ምዉሳድ ትክኡሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን።

7 ደረጃ ብቕዓት ልዕሊ ጋራዥ 3ይ ክሳብ 5ይ

8 እዚ ጨረታ ዕለት 12/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት።

8 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

9 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo