ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ተቁ

 ዓይነት ኣቕሓ

ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

1

ስምያስ ናይ ቅድሚት የማናይ ገፅ

ሞዴል ፎርድ 31 L

01

በዚ መሰረት  ዝምልከተኩም ናየ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኩም /ፕሮፎርማ/ ክሳብ ዕለት 30/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናበ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ  12 ከተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

1 ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግድን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቴፊኬት

2 ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ቫት ሰርትፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር  ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክተቕርቡ ግድን ይኸዉን

3 ዋጋ ዝቐርበሉ ኣቅሓ ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ኣቅሓ አብ 10 መዓልቲ ከቕርብ ከምዝግባእ ብንፁር ምፍላጥ የድሊ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46 / 03 44 40 36 63 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo