መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 ብናይ ምግቢ ኣቅርቦት ወይ ሆቴል /ቤት ቁርሲ / ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ኮፒ ክቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለዩ ዘሎዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክአል ከምኡ ድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ  2011ዓ/ም ድክሌር ዝግበረሉ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝክእዝል

3 ተወዳደርቲ ናይ ኣመጋግባ እስታንዳርድ ናይ ተሃናፂ ቀረብ መጠን ግራም ንመዓልቲ 22 ብር ምካኑ ተረዲኢኩም እቲ ትመልእዎ ግራም /ግዘ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳወ ሰነድ ጨረታ ግራም መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልና ኮፕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ዝተደላወ ሳፁን ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይኽእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ብተወሳኪ ኣብ ናይ ባዕሉ ቅጥዒ /ፎርሚ/ መምልኢ ግራም መሊኡ ኣብ ሳፁን ዘእተወን ስልዝ ድልዝ ዝኮነን ፌርማን ማህተምን ዘይብሉ ካብቲ ጨረታ ዉድቂ ይግበር

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ  ዕለት  25/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ዘይምለስ ብር 50 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንጉሆ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኩን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱመክበሪ ጨረታ 50000 ብር ጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ትካልና ዝተዳለወ ክትሕዙ ኣለዎም

መስሪያ ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብኣካል ወይ ብስልኪ 03 44 41 14 54 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo