ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት መካይን ኢድ ዋጋ መስረሒ ጋራዥ ዝዉዕል ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ክኮዉን ኣለዎ

2 መምርሒ ብዝፈቆዶ መሰረት ወርሓዊ ፓት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 በቲ መስመር ን 2011/2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

6 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ጣ/ኣበርገለ ብምምፃእ ሰነደ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

8 ጨረታ መረከቢ እዋን ዘብቅዐሉ ግዜ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30  ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ጣ/ኣበርገለ ይኽፈት

   ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344220126/0069 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo