ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ዝተየፈላዩ ናይ ሞተር ሳይክላት ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ክኮዉን ኣለዎ

2 መምርሒ ብዝፈቆዶ መሰረት ወርሓዊ ፓት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 በቲ መስመር ን 20/11/2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ዋጋ ብምክፋል ንተከታታሊ 5ተ መዓልትታት ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር   ወ/ጣ/ኣበርገለ ተራ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ሰነደ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

8 ጨረታ መክፈቲ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ምካ ፈሊጦም ድሕሪ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ዝኣስሩን መክበሪ ዉዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ 10 ሚኢታዊ ናይቱ ዝሰዓርዎ ድምር ዋ ከትሕዙ ኣለዎም

እቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ክሳብ ዉዕሊ ዝኣስሩ ዘገልግል ይከዉን ዉዕሊ ምእሳሩ መክበሪ ናይ ስራሐ ፖርፎርማንስ ቦንድ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ይለቅቅ

9 ጨረታ መረከቢ እዋን  ዘብቅዐሉ ግዜ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30  ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር   ወ/ጣ/ኣበርገለ ተራ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo