ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/መ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ንዳ/ዳይሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፈፉ ትኽእሉ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም::

2 ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ በቲ ዘርፊ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪ ዘለኩም

4 2% With holding tax ክከፍል ዝክእል::

5 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝታዐሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 2-19ይክፈት

8 ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያታት ተፈቲሹ ብዘይተጠየቀ ስፔስፌክሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊበ ይከዉን

9 መቅረባይ ትካል ከይፈፀመ ካብ ዝተረፈ ናይቲ ዉዕሊ በብዓመቱ 0.1 ሚኢታዊ ወይም 1/1000 ቅፅዓት ተፈፃሚ ኮይኑ ጠቅሊልኩም አታዊ እንተዘይ ጌርኩም ብሕጊ ንሓተኩም  ምካና

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋለ ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እየ 

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካቭብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልትታት

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

ንዳ/ዳመ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Gasket Kit Nackle

HZJ 78 L

04434-60050

Set

02

02

Pad Kit Front

HZJ 78 L

04465-YZZF6

Set

01

03

Shoe Kit

HZJ 78 L

04495-60070

Set

01

ንዳ/ዳመ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

ብርጅስተን ጎማ ምስ ካላማደርያ

HZJ 78 L

7.50*16 R LT

Pis

05

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo