ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ደሬክቶሬት ዕዳጋ ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LAN166L ካብ ሴፋትኔት በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፊ ትኽእሉ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ
  1. 1. ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ  ዘለዎ
  3. 3.  ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
  4. 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
  5. 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
  6. 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 5+ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ  ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር  ኮፒ  ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ፣ ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ // ዓ/ም ክሳብ 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00  ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
  7. 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም  ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
  8. 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/ 0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል

ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስ ምመ/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LAN 25

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Cover clutch

LAN 25

31210-OK210

Pis

01

02

Master frin assy

LAN 25

47201-OK010

Set

01

03

Battery boldern

 LAN 25

70AM

Pis

01

ንዳ/ዳሪክቶሬት ኣ/ስ/ሓይሊ ታ.ቁ 4-01068 ትግ ሞዴል LN166L

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Jack assy

LN166L

09111—35170

Ris

01

02

Bush front suspension

LN166L

48635-26010

Ris

02

03

Bush front stabiliger

LN166L

48815-14160

Ris

02

04

Bolt

LN166L

90105-14025

Ris

02

05

Tank assy

LN166L

77001-3D914

Ris

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo