ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/ዳ ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ4-01065 ት.ግ ሞዴል LAN25Lን ታ.ቁ 4- 01729 ት.ግ ሞዴል KUN25L ካብ መደበመኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትክእሉ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ
  1. 1. ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቀድ ዘለኩም
  2. 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ  ዘለዎ
  3. 3.  ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
  4. 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
  5. 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
  6. 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 5+ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ  ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መመቅረባይነት ምስክር  ኮፒ  ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ፣  ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 25/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00  ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
  7. 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም  ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
  8. 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/ 0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

1.

 Equalizer sub assy

LAN 25L

46304-pk021

Pis

01

ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ 4-01065ት.ግ ሞዴል LAN25L

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Link assy powerstering

KUN 25L

44200-ok040

Set

01

02

Abthoreber front

KUN 25L

48510-09J10

Ris

02

03

Horn low pitecod

KUN 25L

86510-OK010

Ris

01

04

Horn lire pitecod

KUN 25L

86520-OK010

Ris

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo