ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስ/ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክ ሌት ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማለኡ ነጋዶ በዞም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጦም ዘለዉ ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉ ትክእሉ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ
  1. 1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቀድ ዘለኩም
  2. 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ  ዘለዎ
  3. 3. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
  4. 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
  5. 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
  6. 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 15+ መዓልቲ ባዕሉኩም ትርንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መመቅረባይነት ምስክር ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 25/11/ 2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30  ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
  7. 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም  ሰዓት 10፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ነቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
  8. 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል
  9. 9. websites www.tbpf.gov.et 

ተ.ቁ

 ዝድለ ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

 ነፀላ ዋጋ

መብርሂ

ብር

ሳን

1.

ቡክ ሌት ሕትመት

  • Ø ሽፋን /ከለር/ 150 ግራም
  • Ø ሕብራዊ ፍል ከለር
  • Ø ኣብ ከቨር ስዕሊ ልምዓትን ብፀጋም ባንዴራ ፌዴራል ብየማነ ባንዴራ ክልል ትግራይ ኣብ ማአከል ድማ ሎጎ ቢሮናት/ፈይናንስን ዘለዎ
  • Ø ኣብ ቅድሚት ሽፋን እቲ ቡክሌት ሳናቲምን ብርነ ዘለዎ
  • Ø መጠን ስፍሓቱ 14 ሳ.ሜ* ቑመት 20ሳ.ሜ
  • Ø ዉሽጢ ወረቐት 100 ግራም
  • Ø በዝሒ ገፅ ምስ ሽፋኑ 40 ብመሰረት ሳምፕል ዘሐትም  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo