ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ናይ 2012 ዓም ኣብ ወረዳ ንዝርከባ መከይን ንዓመት ምሉእ አወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 ነቲ ስራሕ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮነ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ

5 መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ካብ ደረጃ 3 ንላዕሊ ዘለዎም 

6 ናይተን መካይን ሓላፍነት ክወስድ ዝክእል

7 ብቅልጣፈን ብፅሬትን ፀጊኑ ከረክብ ዝክእል

8 ጨረታ 1/12/2011 ዓም  ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ አላማጣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳር ምዉሳድ ይከኣል

10 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

11 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

12 ኣብ እዋን አወሃባ ግልጋሎት ጥርዓን ካብ  ቤት ፅሕፈታት እንተቀሪቡ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዉዕሊ ዝስርዝ ምካኑ ነፍልጥ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0347740661 0347740662

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo