ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓይነት  ኣቅሓ

ስፔስፊኬሽን

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

1

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ

265/65/R17

ቁፅሪ

05

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 23 /11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

  ብስልኪ ቁፅሪ 0344404346 0344403663

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo