አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2012 ዓምት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል: ባኒ :በርበርን ቅመማ ቅመምን: ናይ ምግቢን መስተን ካልኦት ሸቀጣ ሸቀጥ :እንቃቅሖ :ኣትክልተን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊአላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2012 ዓምት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል: ባኒ :በርበርን ቅመማ ቅመምን: ናይ ምግቢን መስተን ካልኦት ሸቀጣ ሸቀጥ :እንቃቅሖ :ኣትክልተን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘፈር ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: መለለይ ቁፅሪ: ናይ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም፤ንምግቢን መስትን ካልኦት ሸቀጣሸቀጥን ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርትፍኬት ናይ ወርሒ ሰነ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 መክብሪ ጨረታ ን ንጣፍን ጥረምረን5000.00 ( ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ ) ንቲ ካልእ ዘርፊ 3000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ ድሕሪ ቅሬታ መቅረቢ እዋን አብ ዉሽጢ 3 ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፤

4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ናብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 02/ 12/ 2011 ዓም 50.00 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 03/12/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት።

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል።

8 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0347-740251 ምሕታት ይክእሉ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo