ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 17 /11 /2011 ዓም ክሳብ 19/ 11 /2011 ዓም  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓ 9:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408887

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo