ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ተቁ

ዓይነት

መለክዒ

በዝሒ

1

ዝተበላሸወ ሽንትቤ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

2

ማይ ኣብ መዓልቲ ክም ኣድላይነቱ ተምቅራብ

ቁፅሪ

01

3

ጉድጋድ እንትመልእ ምምጣጥ

ቁፅሪ

01

4

ናይ ሽንት ቤት ኮፍ መበሊ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

5

ናይ ኤለክትሪክ ፅገና ስራሕቲ

ቁፅሪ

01

ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/ 11/ 2011 ዓም

ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:30

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22 /11 /2011 ሰዓት 2:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402420

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo